Fana: At a Speed of Life!

112 ብኮሪደር ልምዓት ዝተልዓሉ ዜጋታት ዕፃ በራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣውፂኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ኣባይቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብኮሪደር ልምዓት ተለዓልቲ ንዝኾኑ 112 ነበርቲ ክ/ከተማ ወራዳ 8 ሎሚ መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ መንሪ ኣባይቲ ኣካይዱ፡፡

ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኮርፖሬሽን ቶማስ ደበሌ (ኢ/ር)፥ “ገዛ ንወዲሰብ ኩሉ ነገሩ ኢዩ፤ ንዕቤት እታ ከተማ ክትብሉ ብሙሉእ ፍቓድኩም ብልምዓት ምሳና ንምጉዓዝ ዝፈቐድኩም ኩሉኹም የመስግን” ኢሎም።

ኩሎም ሕቶታት በቢብርኩ ክምለሱ ኣለዎም፤ ነዚ ድማ እቲ ምምሕዳር ከተማ ንዝለዓሉ ሕቶታት ብግቡእ ንምምላስ ድሉው ኢዩ”  ብምባል ኣረጋጊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.