Fana: At a Speed of Life!

144 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተፋኒዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)144 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ከምዝተፋነዎ ቤት ፅሕፈት ቆንፅላ ጄኔራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቶም ዜጋታት ኣብ ዝኸፍአ ኩነታት ዝነብሩ ዝነበሩ ኢዮም ተባሂሉ።

ትማሊ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዎ ሓዊሱ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት 276 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተፋነዉ እቲ ቤት ፅሕፈት ገሊፁ።

እቲ ስራሕቲ መፍናው ተጠናኺሩ ከምዝቕፀል ድማ ኣፍሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.