Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

December 2020

ኢትዮጵያ ብዓውዲ መዓድን ምፍራይ ዘኽእል ሃገራዊ ዓቕሚ ብምፍጣር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ዓቕማ ክተጠናኽር ኢያ-ቀ/ሚ/ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)  ኢትዮጵያ ብዓውዲ መዓድን ምፍራይ ዘኽእል ሃገራዊ ዓቕሚ ብምፍጣር ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ ዘኽእላ ዓቕማ ክተጠናኽር ኢያ ቀዳማይ ሚኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ከምዝበልዎ፥…

ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካዛንችስ ኣብ ዝርከብ  ካምፕን መጥቃዕቲ ከብፅሑ ሃቂኖም ኢዮም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ሓዊሱ ኣርባዕተ መኮንናት ናብ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ዕዮ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካዛንችስ ኣብ ዝርከብ  ካምፕን መጥቃዕቲ ከብፅሑ ሃቂኖም ኢዮም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ሓዊሱ ኣርባዕተ መኮንናት ናብ ቤት ፈርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ፥ ሻለቃ እብዩ ገብረ መድህን፣ ሌተናል ኮሎኔል አስረስ…

12 ዕጡቓት ኦነግ ሽኔ ኣብ ዞባ ኢሉ ኣባቦር ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) 12 ዕጡቓት ኦነግ ሽኔ ኣብ ዞባ ኢሉ ኣባቦር ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ዞባ ከምዝበሎ፥ 34 ኣፅዋራትን ብዙሓት ጠያይቲን እውን ተታሒዞም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ዞባ ኮማንደር ዓለሙ ታደሰ፥ ኣካላት ፀፅታ እቲ ዞባ…

ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝፈፀሞ ግዳጅ ውፅኢታዊ ነይሩ- ሜጀር ጄኔራል ብርሃኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ምስ እዚታትን ካልኦት ኣሃዱታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብምውዳድ ኣብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዝፈፀሞ ግዳጅ ውፅኢታዊ ነይሩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ሜጀር ጄኔራል ብርሃኑ ወርቁ ኣፍሊጦም። እቲ ሓይሊ በፍላይ ኣብ ግንባራት…

ብር 280 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዝተሃነፁ መሰረተ ልምዓታት ኣይስቲ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክፍለ ከተማታት ቂርቆስ፣ አራዳን ኮልፌ ቀራኒዮን ብብር 280 ሚሊየን ወፃኢ ብምግባር ዝተሃነፁ መሰረተ ልምዓታት ኣይስቲ ተመሪቖም። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ መሰረተ…

ኣብ ረቀቕቲ ሕጊታት መቕፅዒ ገበነኛን ትኹረት ዝገበረ መረዳእታን መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣብ ረቀቕቲ ሕጊታት መቕፅዒ ገበነኛን ትኹረት ዝገበረ መረዳእታን መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ። እቶም ረቀቕቲ ሕጊታት ምስ ሰብኣዊ መሰል ዝተተሓሓዙ ጉዳያት ስዒቡ ንምፍፃም ዘኽእል ከምዝኾነ  ኮሚሽነር ኮሚሽን ኮሚሽን…

ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ምቕያር ኣረጊት ባጤራ ብር ዳግም ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ምቕያር ኣረጊት ባጤራ/ኖት ብር ዳግም ተጀሚሩ። እቲ ምቕያር ባጤራ ቀዳምን ሰንበትን ሓዊሱ ካብ ሎሚ 21 ታሕሳስ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ን14 መዓልታት ከምዝካየድ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ገሊፁ። መንግስቲ ኣብቲ ክልል…

ኣብ ክርኦሽያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ብውሑዱ 7 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክርኦሽያ ብዘጋጠመ መንቅጥቃጥ መሬት ብውሕዱ ሸውዓተ ሰባት ሀይወቶም ከምዝሰኣኑ ተሓቢሩ። ካልኦት ብዙሓት ሰባት እውን ቀሊልን ከቢድን መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞም ተገሊፁ። እቲ ምንቅጥቃጥ መሬት 6 ነጥቢ 4 ዓቐን ዝነበሮ ኢዩ ተባሂሉ። ቀዳማይ…

ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ርክብ ንግደን ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታህሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣልጀሪያን ርክብ ንግደን ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን። ኣብ ኣልጀሪያ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ነብያት ጌታቸውን ሚኒስትር ንግዲ ኣልጀሪያ ካሚል ረዚግ  ርክብ ንግዲ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ትማሊ ኣካይዶም። ነዚ ንምግባር…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ  243   ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 155 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ   243   ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 123 ሺሕን…