Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2021

ቤት ፍርዲ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋን ኣይተ ኣባይ ወልዱን ሓዊሱ ን4ይ ግዘ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ ተጠርጠርቲ ፖሊስ ደረጃ ተሳትፎኦም ፈሊዩ ንኸቕርብ ኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ እኒ ኣይተ ስብሓት ነጋን ኣይተ ኣባይ ወልዱን ሓዊሱ ን4ይ ግዘ ቤት ፍርዲ ዝቐረቡ ተጠርጠርቲ ፖሊስ ደረጃ ተሳትፎኦም ፈሊዩ ንኸቕርብ ኣዚዙ። እቶም ተጠርጠርቲ ሎሚ መዓልቲ ንራብዓይ ግዘ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መጋባእያ እዋን…

ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንዜጋታት ክልል ትግራይ ዝኸውን ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕቲ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንዜጋታት ክልል ትግራይ ዝኸውን ሓገዝ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕቲ ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣብ ክልል ትግራይ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዘብፀሖ መጥቃዕቲ ስዒቡ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ…

ኣብ ሓደ ስነ-ስርዓት ናይ መርዓ መልሲ ቡምባ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ 15 ሰባት ጉድኣት ኣብፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ሞረትን ጅሩን ኣብ ሓደ ስነ-ስርዓት ናይ መርዓ መልሲ ቡምባ ተፈንጂሩ ኣብ ልዕሊ 15 ሰባት ጉድኣት እንተብፅሕ ናይ ሓደ ሰብ ህይወት ሓሊፉ። ሓላፊ ክፍሊ ኮሙዩኒኬሽንን ሚዲያን መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ኮማንደር ተስፋዬ…

ሕብረት ኣውሮፓን መንግስቲ ጀርመንን ንብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 22 መኻይን ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሕብረት ኣውሮፓን መንግስቲ ጀርመንን ብሓባር ዘበርከቱሉ 22 መኻይን ተረኪቡ። ዋና ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣብ ዝተረኸባሉ ዝተፈፀመ እቲ ርኽክብ፥ 12 ሃርድ ቶፕን 10 ፒክ ኣፕ መኻይንን ዘካተተ ኢዩ።…

ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልል ደቡብን ኣብ ዞባ ጋሞ ጎፋ ወረዳ ዙሪያ ጨንቻ ከተማ ዶርዜ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልል ደቡብን ኣብ ዞባ ጋሞ ጎፋ ወረዳ ዙሪያ ጨንቻ ከተማ ዶርዜ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣየተ ታገሰ ጫፎ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳው፣…

ቻይና 100 ሺሕ ክታበት ኮሮና ንቱኒዝያ ክትልግስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቻይና 100 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮሮና ንሰሜን ኣፍሪካዊት ሃገር ቱኒዝያ ንምልጋስ ከምዝወሰነት ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ኣብ ሞንጎ ቻይናን ቱኒዝዚያን ዘሎ ዝፀንሐ ምሕዝነት ብምምልካትን ቱኒዚያ እቲ ለበዳ ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ተሓሲቡ ዝተውሃበ…

115 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)115 ዜጋታት ካብ ኦማን ሙስካት ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…

ኣብ ክልል ሲዳማ 81 ዘይሕጋዊ ምቑፃርን ደረጃ ዕቤትን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ 81 ዘይሕጋዊ ምቑፃርን 12 ዘይሕጋዊ ደረጃ ዕቤትን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ክስረዝ ከምዝተገበረ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን እቲ ክልል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ንብረት ህዝቢን መንግስቲን ዝኾነ ብር 7 ነጥቢ 8 ሚሊየን ካብ…

ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 169 ነጥቢ 5 ቢሊየን ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ ብር 169 ቢሊየን 501 ሚሊየን 789 ሺሕን 893 ኣታዊ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። እቲ ኣፈፃፅማ ካብ ዝተሃቀነ ትልሚ ይኹን ካብ ዝሓለፈ ተመሳሳሊ ወቕቲ እንትነፃፀር ወሰኽ ዝተርኣየሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር እቶት ኣይተ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ሓለፍቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ሓለፍቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ቀፃሊ መረፃ ትኹረት ዝገበረ አዩ። ክልላት ኣብቲ ምርጫ ፀፅታን ሰላምን ኣብ ምኽባር፣ ኣድላዪ እታዎት ኣብ…