Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ፖሊስ ንግድብ ህዳሰ ጥንኩር ደጀን ሓይሊ ከምዝኾነ ዳግም ኣረጋጊፁ ኢዩ – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ንግድብ ህዳሰ ጥንኩር ደጀን ሓይሊ ከምዝኾነ ዳግም ከምዘረጋገፀ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም። እቶም ኮሚሽነር እዚ ዝገለፁ፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፓርክ ወዳጅነት ኣብ ዝተሰናድአ መደብ ርኽክብ ፅዋዕ ግድብ ህዳሰ…

ቱሪዝም ሕክምና ኢትዮጵያ ንምስፍሕፋሕ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱሪዝም ሕክምና ኢትዮጵያ ንምስፍሕፋሕ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ። እቲ መርሃ ግብሪ፥ ብሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ሜዲካል ሰርቪስ ዋጋን ብምትሕብባር ዝተዳለወ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣገልግሎት ሕክምና ዓይኒን ካልኦትን ንመሃብ ሰባት ካብ ጎረቤት ኣቲዮም…

ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም ሓለዋ ምስክርነተን ተላዒሉ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወይዘሮ ኬሪያ ኢብራሂም ሓለዋ ምስክርነተን ተላዒሉ ዳግም ናብ ቤት ፍርዲ ከምዝቐረባ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ገሊፁ። ወይዘሮ ኬሪያ ዛሬ የፌዴራል መጀመሪያ ደረጃ ፍርድ ቤት አራዳ ምድብ አንደኛ ጊዜ ቀጠሮ…

ኣብ ትግራይ ን22 ወረዳታት ልዕሊ 102 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝተባፅሐ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን እቲ ክልል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ን22 ወረዳታት 102 ሺሕን 267 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ከምዝተባፅሐ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት ከምዝርከብ ዝሓበረ እቲ ቢሮ፥  …

ማሕበር ኣክሲዮን ስታንዳርድ ጌጅ ኢትዮ-ጅቡቲ ልዕሊ 1 ሚሊየን ቶን ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቑሑት ኣጓዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሞንጎ ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒስቴር ትራንስፖርት ሓደ ዝኾነ ማሕበር ኣክሲዮን ስታንዳርድ ጌጅ ኢትዮ-ጅቡቲ ዝተሰርሖም ስራሕቲ ብሰብ ሞያታት መራኸብቲ ሓፋሽ ተጎብኒዩ። ማሕበር ኣክሲዮን ስታንዳርድ ጌጅ ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንክልተ ዓለም ለኻዊ ጉጅለታት ተዓዘብቲ መረፃ ኣፈልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኻዊ ሪፕብሊካን ኢንስቲቲዩትታት(IRI)ን ንዓለም ለኻዊ  ዴሞክራቲክ ኢንስቲቲዮት(NDI)ን ተዓዘብቲ መረፃ ኣፈልጦ ሂቡ። እቲ ቦርድ፥ ጉጅለ ተዓዘቢ እቶም ትካላት ዘቕረቦ መፅናዕቲ ብምርኣይ ኣፍልጦ ከምዝሃበ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ጋና ዝተኻየደ ውድድር ቢዝነስ ኣፍሪካ ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ጋና ዝተኻየደ መበል 15 ውድድር ቢዝነስ ኣፍሪካ ተሸላሚ ወርቂ ኮይኑ። እቲ መገዲ ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ምትእስሳር ንዘበርከቶ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ተሸላሚ ከምዝገበሮ ተሓቢሩ፡፡ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት…

ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ሽልማት ራኢ ዜሮ ተቓላዕነት ሓደጋ መኪና 2021 ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ሽልማት ራኢ ዜሮ ተቓላዕነት ሓደጋ መኪና 2021 ተረኪባ። ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓለም ለኸ ሽልማት ራኢ ዜሮ ተቓላዕነት ሓደጋ መኪና ዓመተ 2021 ኣመራርሓ መናእሰይ (International vision zero for…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ማእኸላይ ምብራቕ ኣገልግሎት ሞባይል 4ጂ ኤል ቲ ኣድቫንስ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሪጅን ማእኸላይ ምብራቕ ከተማታት ሃረር፣ ኣወዳይና ሃረማያን ኣገልግሎት ሞባይል 4ጂ ኤል ቲ ኣድቫንስ ኣጀሚሩ። ኢትዮ ቴሌኮም ዘጀመሮ ሞባይል ኢንተርኔት 4ጂ ኣድቫንስድ ኤል ቲ፥ ን67 ሺሕ ዓማዊል ተረባሕቲ ከምዝገብር ከምዝኾነ…

ጋንታ ሲዳማ ቡና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብ መበል 26 ሰሙን ውድድር እቲ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተራኺበን፡፡ ኣብቲ ፀወታ…