Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ወተሃደራዊ ሓይሊ ማሊ ዓጊቱዎም ዝነበረ ሰብ መዚ እታ ሃገር ለቒቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ሓይሊ ማሊ ዓጊቱዎም ዝነበረ ሰብ መዚ ከምዝለቐቖም ተሓቢሩ። ኣብ ዝሓለፈ ሰኑይ ፕሬዚዳንት ማሊ ባህ ንዳውንን ቀዳማይ ሚኒስትር ሞክታር ኡኣኒን፥ ብሓይሊ ምክልኻል እታ ሃገር ተዓጊቶም ኣብ ጦር ካምቦተኣሲሮም ከምዝነበሩ ይፍለጥ። እቲ…

ከይዲ ህንፀትን ተሳትፎ ህዝቢን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝዝክር ሙዚየም ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ህንፀትን ተሳትፎ ህዝቢን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝዝክር ሙዚየም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክህነፅ ኢዩ። እቲ ሙዚየም ኣቢያተ መፃሕፍቲ ሓዊሱ ዝኽሪ ዝተፈላለያ ትካላት ዘካትት ከምዝኾነ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ መተሓባበሪ…

ኣምባሳደር ነቢል ምስ ኢታማዡር ሹም ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ምስ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ደቡብ ሱዳን ጄኔራል ሳንቲኖ ደንግ ወል ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ተዛቲዮም፡፡ እቶም ኣምባሳደር መንግስቲ ኢትዮጵያ ትግራይ ናብ ስሩዕ ኩነታት ንምምላስን…

ለውጢ ዘምፅኡን ብቕዓት ዝውስኹን ስራሕቲ ክበረታትዑ ከምዝግባእ ሌተናል ጀመራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋና መምርሒ ሕብረት ስልጠና ኮሌጅ ኣዛዛይን እስታፍን ኣብ ዝቐረበነ ክለሳ ፕሮግራም ካሪኩለም PSC ዘድሃበ ወርክሾፕ ተኻይዱ። እቲ ክለሳ ካሪኩለም፥ ስትራቴጂክ ኣመራርሓን ዓቕሚን ሓይሊ ምድሪ፣ ሓይሊ ኣየር፣ ሓይሊ ባሕሪን ድሕንነት ሳይቨርን…

ዶ/ር ሊያ ታደሰን ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖምን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃርቫርድ ተዓወትቲ ሽልማት ጁሊየስ ቤንጃሚን ሪችመንድ 2021 ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖምን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃርቫርድ ተዓወትቲ ሽልማት ጁሊየስ ቤንጃሚን ሪችመንድ ኮይኖም። ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ክፍሊ ትምህርቲ ጥዕና ሕብረተሰብ ቲ ኤች ቻን…

ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ተሳታፊት ምዃና ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ጋንታ ኣዳማ ከተማ በላይ ኣባይነህ ብዘመዝገባ ሽቶ…

ወይዘሮ ፅዮን ተክሉ ምስ ኣብ ትካል ፍልሰተኛታት ዓለም ዳይሬክተር ከባቢታት ምብራቕ ኣፍሪካን ቀርኒ ኣፍሪካን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ወይዘሮ ፅዮን ተክሉ ምስ ኣብ ትካል ፍልሰተኛታት ዓለም ዳይሬክተር ከባቢታት ምብራቕ ኣፍሪካን ቀርኒ ኣፍሪካን ሞሐመድ ኣብዲከር ተዛቲየን። ወይዘሮ ፅዮን ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ትካላት ገንዘብ ገፀር ንምሓጋዝ ዝውዕል 26 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት (ኢፋድ)ን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ትካላት ገንዘብ ገፀር ንምሓጋዝ ዝውዕል 26 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ክገብሩ ኢዮም። እቲ ሓገዝ ብባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣቢሉ ናብተን ትካላት ገንዘብ ዝበፅሕ…

ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ከተማታት ዘሎ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ናይ ባዕሎም ኣስተዋፅኦ ከበርክቱ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጉንበቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ዘሎ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ናይ ባዕሎም ኣስተዋፅኦ ከበርክቱ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣገንዚበን። ኣብ ኢትዮጵያ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ዘዓለመ ባንኪ መንበሪ…

ክልተኣዊ መድረኽ ዘተ ኢትዮ ስዊድን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድን ሮበርት ራይድበርግ ዝተመርሐ ክልተኣዊ መድረኽ ዘተ ኢትዮ ስዊድን ተሳሊጡ። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘለዉ ክልተኣዊ ርክባትን…