Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2023

ሊዮኔል ሜሲ ንሃገሩ መበል 100 ሸቶኡ ኣመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌዮኔል ኣንድሬስ ሜሲ ንሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና መበል 100 ሸቶኡ ትማሊ ኣመዝጊቡ። ሜሲ ሃገሩ ኣርጀንቲና ንደሴት ካረቢያ ኣብ ሳንቲያጎ ዴል ኤስትሮ 7 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ሰለስተ ሸቶታት ብምምዝጋብ ሃትሪክ ሰሪሑ፡፡ ተዓዋቲ 7 ግዘ…

ኣብ ክልል ትግራይ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ንፍዮ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ንፍዮ እናተውሃበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ክታበት ኣዴታትን ህፃናትን መልካሙ ኣያሌው ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ወፍሪ ክታበት ህማም…

ልዕሊ 124 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 124 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮትሮባንድ 101 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዝኣተውን 22 ነጥቢ 7 ሚሊየንዝወፅኡን ኣቑሑት ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ካብ ሞንጎ እቶም ኣቑሑት…

ኢትዮጵያ ካብ ተመፅዋቲት ስርናይ ናብ መቕረቢት ዕዳጋ ወፃኢ ተሰጋጊራ ኣላ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ብኒሕን ቆራፅነትን ብምስራሓ ካብ ተመፅዋቲት ስርናይ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ናብ ምቕራብ ከምዝተሰጋገረት ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያ በቢዓመቱ 17 ሚሊየን ኩንታል ስርናይ ካብ ወፃኢ ብምእታው ልዕሊ…

ሩሲያ ያርስ ብዝተብሃለ ኣህጉር ዘቋርፅ ባላስቲክ ሚሳኤል ወታደራዊ ልምምድ ምግባር ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያ ያርስ ብዝተብሃለ ኣህጉር ዘቋርፅ ባላስቲክ ሚሳኤል ብምጥቃም ወታደራዊ ልምምድ ምግባር ከምዝጀመረት ኣፍሊጣ። ኣብቲ ወታደራዊ ልምምድ ልዕሊ 3 ሺሕ ወታደራት ተሳተፍቲ እንትኾኑ፥ 300 ዝበፅሕ ሚሳኤል ድማ ኣብ ረብሓ ከምዝወዓለ ኣልጄዚራ…

ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትካላት ልምዓት መንግስቲ ኢንዱስትሪ ፓርክ ኣዳማ ኣብ ዕቤት ፍርያት ኤክስፖርት ትኹረት ንኽገብር ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትካላት ልምዓት መንግስቲ ኢንዱስትሪ ፓርክ ኣዳማ ኣብ ዕቤት ፍርያት ኤክስፖርት ትኹረት ብምግባር ሃገር ካብቲ ዓውዲ ክትረኽቦ ዝግባእ ረብሓ ንኽትረክብ ትኹረት ክገብር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ…

ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት ፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዡ ቢንግ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብዝበለፀ ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡ ምስ ኢኒሼቲቭ ቀርኒ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዞባ ኮንሶ 50 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015( ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዞባ ኮንሶ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 50 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ። እቲ ሐገዝ ካብ ሰብ ሃፍቲ እታ ከተማ ዝተኣኻኸበ እንትኸውን፥ ዝተፈላለዩ ሃነፅቲ ምግቢታት ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ብዓውዲ ልምዓት ሆርቲካልቸር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ብዓውዲ ልምዓት ሆርቲካልቸር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ግብርና መለሰ መኮንን (ዶ/ር)ን ተወካሊ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሞሪሃራ ካሱኪ…

ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ጅግጅጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ከተማ ጅግጅጋ ኣቲዩ። ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳን ልኡኾምን ኣብ ጅግጅጋ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣይተ ሽመልስ ኣብ…