Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2023

ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምንካይ 18 ቢሊየን ዩሮ ተመዲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ንብረት ኣየር ዘብፀሖ ፅዕንቶ ንምንካይን ዘላቒ ቁጠባዊ ሃፍቲ ንምርግጋፅን 18 ቢሊየን ዩሮ ተመዲቡ። ኮሚሽን ኣውሮፓ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓን ዝመደቡዎ ገንዘብ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እቲ በጀት ንመሓዙት ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ንፁህ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣባላት ቦርድ ማሕበር ኢትዮጵያውያን ወገኔ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣባላት ቦርድ ኣብ ኣሜሪካ ብዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ዝተመስረተ ማሕበር ኢትዮጵያውያን ወገኔ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ÷ 23 ዓመት ዘቑፀረ እቲ ማሕበር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ፀገም ዝርከቡ ስድራቤታት ብምሕጋዝን…

ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባህሪ ኢትዮጵያ ልዕሊ 32 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 32 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝኣከበ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባህሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካ በሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር)÷ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብፍላይ ኣገልግሎት ኣብ ምስፋሕን ተበፃሕነት…

ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ምትሕብባር ዘፈር ቴክኒክና ሞያን ቻይና-ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኸ መድረኽ ምትሕብባርን ዕቤትን ዘፈር ቴክኒክና ሞያን ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቻይና ከተማ ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ÷ ቻይና ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ዕዙዝ ተሞክሮ ንሃገራት ኣፍሪካ ተካፍለሉን ኣብ ማዕቐፍ ምትሕብባር ጭቡጥ ማሕለኻታት እቲ ዓውዲ…

ንላዕለዋይ ልኡኽ ኣባል ሃገራ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ከይዲ ኣተገባብራ ስግግር ፍትሒ ዝጠመተ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ፍትሒን ኣብ ከይዲ ኣተገባብራ ስግግር ፍትሒ ትኹረት ብምግባር ንላዕለዎት ሓለፍቲ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣባል ሃገራ ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ገይሮም። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ÷ ኣብ ኣተገባብራ…

ባንኪ ዓለም ምሕደራ ታክሲ ኢትዮጵያ ንምዝማን ክድግፍ ኢየ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ምሕደራ ታክሲ ኢትዮጵያ ንምዝማን ኣድላዪ ቴክኒካዊን ገንዘባዊን ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር እቶት ተስፋየ ቱሉ÷ ኣብ ምሕደራ ስርዓት ታክሲ፣ ቴክኖሎጂን ተግባራት ምሕደራ ሃፍቲ ሰብን ትኹረት ብምግባር ምስ ልኡኽ…

ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ኣብ ዝሓሸ መሰረት ተቐምጥ ኣላ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ኣብ ዝሓሸ መሰረትእናቐመጠት ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ታንዛንያ፣ ኮሞሮስ፣ ቡሩንዲን ኡጋንዳን ዝገበሩዎ ዑደት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቅትለት ኣይተ ግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብቅትለት ኣይተግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ኣይተ ግርማ የሺጥላ÷ “ማዕርነትን ማሕበራዊ ፍትሒን ዝነገሰላ ጥንክርቲ ህብረብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ርብርብ ዝተውሃቦም ዓብዪ ህዝባዊ፣ ውድባዊን…

ሕብረት ኣፍሪካ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንሱዳን ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸቕርብ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምቅላል ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኸቕርብ ሓቲቱ። ካብዚ ብተወሳኺ ጎንፂ ብምህዳም ካብ ሱዳን ንዝወፅኡ ሰባት ጎረባብቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ሰብኣዊ ሓገዝ…

ርዕሰ ምምሕዳር ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ብሕልፈት ግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ብሕልፈት ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል ኣምሓራ ግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መግለፂ ሓዘኖም÷ “ሓውና ግርማ የሺጥላ ኣብ…