Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2023

ልዕሊ 258 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ልዕሊ 258 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ከምዝበሎ፥ 214 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣታዊን 43 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ናውቲታት ኮንትሮባንት ወፃኢን ብድምሩ ልዕሊ 258…

ሰብ ስራሕ ሕፅረት ነዳዲ ንክፍጠር ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ዘለዉ መዐደሊታት ነዳዲ ስጉምቲ ምውሳድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ሰብ ስራሕ ሕፅረት ነዳዲ ንክፍጠር ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ዘለዉ መዐደሊታት ነዳዲ ስጉምቲ ምውሳድ ጀሚሩ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ በዓል መዚ በቀለች ኩማ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 16 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዕድጊት…

“ብራኸ ፌስቲቫል መናእሰይ” ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ብራኸ ፌስቲቫል መናእሰይ” ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ በርኪ ዕድመ መንእሰይነት ንናይ ፅባዕ ዕዉትነት እወንታዊ ስብእና ብምልባስ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ሃፍቱ 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ሃፍቱ 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣብ ውሽጢ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ተቐማጢ ገንዘብ ምእካብ ምኽኣሉ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣተኣኻኽባ ገንዘብ፣ ምሃብ ልቓሕን ምእካብን፣…

ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ጉዳይ ሱዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ምስ ሚኒስትይ ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ፣ ካናዳን ጀርመንን ኣብ እዋናዊ…

ኣብ ሱዳን ዝነበሩ ቻይናውያን ብሓገዝ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ብምኽኣሎም ነመስግን – ቻይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢትዮጵያ ኣቢሉ ብዝተገበረ ልዑል ሓገዝ ኣብ ሱዳን ዝነበሩ ብዙሓት ቻይናውያን ብሰላም ካብታ ሃገር ክወፅኡ ከምዝኸኣሉ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢያን ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ፎረም ኢንቨስትመንት ናይ ወፃኢ ኩባንያታት ኣብ ምስሓብ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰለስተ መዓልቲታት ዝተኻየደ ፎረም ኢንቨስትመንት ናይ ወፃኢ ኩባንያታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንኽዋፈሩ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ ተባሂሉ። ዓቕሚ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት…

ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ኣውቶቡስ ኤሌክትሪክ ንምጥያሽ ኣብ ምርድዳእ ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ኢንጂነሪንግ ግሩፕን ማሕበር ኣክሲዮን ምድር ባቡር ሮሊንግ ቻይናን ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ኣውቶቡስ ኤሌክትሪክ ንምፍራይ ዘኽእል ልዝብ ኣካይዶም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ፋብሪካ ኣውቶቡስ ኤሌክትሪክ ንምጥያሽ ኣብ ምርድዳእ በፂሖም፡፡…

ስነ-ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ ሰንበት 22 ሚያዝያ 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ቀብሪ ገሊፁ። እቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ድሌትን ሕቶን ወለዶም መሰረት ብምግባር ኣብ ዝተወለዱሉ ቦታ ዞባ ሰሜን ሸዋ…

ኢትዮጵያ ቡና ንድሬዳዋ ከተማ 4 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንድሬዳዋ ከተማ 4 ን 1 ስዒራ። ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንኽትዕወት መስፍን ታፈሰ፣ ሮቤል ተክለሚካኤል፣ ኣንተነህ ተፈራን ኣማኑኤል ዮሃንስን ሸቶታት እንተመዝግቡ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ድሬዳዋ…