Fana: At a Speed of Life!

30 ኩንታል በርበረን ሽሮን ዘየድሊ ነገር ሓዊሶም ናብ ዕዳጋ ዘቕረቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ወላይታ ከተማ ኣረካ ዘየድሊ ነገር ብምሕዋስ እኽሊ እናጠሓኑ ዝተረኸቡ ሰብ ዋና መጥሓን ብምዕሻግ ዘየድሊ ነገር ዝተሓወሶ ሽሮን በርበረን ብኤግዚብትነት ፖሊስ ክተሓዝ ተገይሩ።

ኣብዚ ሰሙን ጥራሕ 17 ኩንታል በርበረን 13 ኩንታል ሽሮን ብድምር 30 ኩንታል ሽሮን በርበረንዘየድሊ ነገር ሓዊሶም እናጠሓኑን እናጥሓኑን ዝተትሓዙ 2 ወነንቲ መጥሓንን 4 ውልቀ ሰባትን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ተባሂሉ፡፡

እቶመ ውልቀ ሰባት ፖሊስን ምምሕዳር እታ ከተማን ስርዓት ንግዲ ንምቁፅፃር ዝተጣየሸ ግብረሓይሊን ብምትሕብባር ከምዝተትሓዙ ካብ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.