Fana: At a Speed of Life!

397 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)397 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ኣቲዮም።

ሎሚ መዓልቲ 1 ሺሕን 831 ኣብ ኣቢያተ ማእሰርቲን መፅንሒ ቦታን ሃገረ ስዑድ ዓረብ ሳኡዲ ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ኢትዮጵያ ከኣትዉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እቶም ተመለስቲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣቢያተ ማእሰርቲን ማእኸላት መፅንሒን ካብ ሞንጎ ዝረከቡ 80 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ከምዝርከቡዎም ካብ ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.