Fana: At a Speed of Life!

5ይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘካይዶ መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ፥ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ዘቕርቦ ኦዲት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ፋይናንስ ሒሳብን ፀብፃብ ኦዲት ክንውንን ቤት ዕዮታት ፌዴራልን ክሰምዕ ኢዩ፡፡

ኣብ ክልተ ክልተ ረቀቕቲ ኣዋጃት ሰምምዕነት ምትሕብባር ተዛቲዩ ከፅቕ ኢዩ ዝብል ትፅት እውን ኣሎ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.