Fana: At a Speed of Life!

55 ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ኣህጉራዊ ኩነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣፍሪካ ንኣፍሪካውያን” ዝተሰምየ 55 ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ኣህጉራዊ ኩነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዳጅነት ኣደባባይ ከምዝካየድ ተገሊፁ።

እቲ ኣህጉራዊ ኩነት ንምክያድ ሚኒስቴር ቱሪዝም፣ ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣቢሲኒያ ቢዝነስ ኔትወርክን ብሓባር ምድላዎም ከምዝዛዘሙ ተገሊፁ፡፡

ካብ 11 ክሳበር 13 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ከምዝካየድ ካብ ሚኒስቴር ቱሪዝም ዝረኀብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ባህለንን ኣህጉራዊ ክብሪታተንን ዘፋልጣሉ ዓውደ ምርኢት፣ ምርኢት ኣውቶን ፋሽንን፣ ዓውደ ምርኢት ኪነ ጥበብ፣ ድግስ ሙዚቃን ሳዕስዒትን ከቕርባ ኢየን ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.