Fana: At a Speed of Life!

6ይ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ከባቢ ጀሞ 6ይ ጨንፈፈር ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ተመሪቑ።

እቲ ማእኸል ኣይተ ሽኩር ሀይረዲን ብዝተብሃሉ ገባሪ ሰናይ ተሃኒፁ ኢዩ ስራሕ ጀሚሩ ዘሎ።

ኣብ መዓልቲ 2 ሺሕ ሰባት ምምጋብ ዝኽእል ማእኸል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣይተ ሽኩር ንሓደ ዓመት ዝፀንሕ መመገቢ ወፃኢ ከምዝሽፍኑ እውን ተገሊፁ።

ነቲ ማእኸል መሪቐን ስራሕ ዘጀመረኦ፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኢየን።

ብመን በየነ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.