Fana: At a Speed of Life!

91 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ይነብሩ ዝነበሩ 91 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

እቶም ዜጋታት ኣብ ሊባኖስ ብዘይ ሕጋዊ ሰነድ ይነብሩ ከምዝነበረ ተሓቢሩ።

ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ሊባኖስ ጉዳዮም ኣብ መንግስቲ ሊባኖስ ምስ ኣፈፀመ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ከምዝተገበረ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.