Fana: At a Speed of Life!

መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ኣብ ቱርክ ኢስታንቡል ይሳለጥ ኣሎ።

ዕላማ እቲ ፎረም፥ ኣብ መንጎ ነጋዶ ቱርኪን ኣፍሪካን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ንምባልን ማእኸለዎትን ኣናእሽቱን ፍሪያታት ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ምፍላጥ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብቲ ፎረም ካብ 54 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያ ኩባኒያታትን ልዕሊ 400 ኩባኒያታት ቱርኪን ፍሪያታቶም ከቕርቡ ኢዮም።

ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ተሳተፍቲ እወን ከምዝርከቡ ካብ ኤምባሲ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ፎረም ክሳብ ፅባሕ ክፀንሕ ኢዩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.