Fana: At a Speed of Life!

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ዓለም ለኸ ሰሙን ኢንተርፕረነርሺፕ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ኣከባብራ ዓለም ለኸ ሰሙን ኢንተርፕረነርሺፕ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትራት ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዴኤታ ስራሕን ክእትን ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን÷ እቲ ሰሙን ዕዉት ከምዝነበረ ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ብግደኦም፥ በቢዓመቱ ኣብ ወርሒ ሕዳር ዝተኣናገድ ዓለም ለኸ ሰሙን ኢንተርፕረነርሺፕ ንሚሊየን ፀገማት ሚሊየን ዕድላት ከምዘለዉዎ ዘመላኽቱ መርሃ ግብሪታት ዝተረኣየሉ መድረኽ ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.