Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ህንፀት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ህንፀት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። “ምምራፅ – ተለዊጥካ ሃገር ምልዋጥ” ብዝብል ርእሲ ነዚ ዕላማ ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ብምድሃብ ኢዩ ልዝብ እናተገበረ ዝርከብ።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዕላማን ረብሓን እቲ መድረኽ ኣመልኪተን ንተሳተፍቲ ኣመራርሓታት መብርሂ ዝሃባ እንትኾና፥ ሕዚ ብዝተጀመረ ኣካይዳ ህንፀት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ ብቑዕ ኣመራርሓ እናሃነፀ ንፁር ሓሳብ ሒዙ ከምዝፅእ ገሊፀን።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ መለስ ኣለሙ፥ ቀንዲ ዕላማ እቲ መድረኽ ኣመራርሓ ምህናፅ ከምዝኾነ ምግላፆም ካብ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.