Fana: At a Speed of Life!

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ

ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሲቪያ

ጁቬንቱስ ምስ ስፖርቲንግ ሊዝበን

ባየር ሌቨርኩዘን ምስ ዩኒዮ ኤስዤ

ፌይኖርድ ምስ ሮማ ተደልዲለን።

ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ካብ ፀወታ ጁቬንቱስን ስፖርቲንግን ሊዝበንን ዝተዓወተት፤ ኣብ ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድን ሲቪያን ምስ ዝተዓወተት ጋንታ ክጋጠማ ኢየን።

ተዓዋቲት ፀወታ ባየር ሌቨርኩዘንን ዩኒዮ ኤስዤን ምስ ተዓዋቲት ፀወታ ፌይኖርድን ሮማን ክራኸባ ኢየን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.