Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብውድድር መሰናከል 3 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ መበል 18 ውድድር መሰናከል 3 ሺሕ ሜትሮ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺባ።

ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ብሩር፣ መቅደስ ኣበበ ድማ ነሓስ መዳሊያታት ኣምአን።

ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዘሎ ውፅኢት፥ ሰለስተ ወርቂ፣ ኣርባዕተ ብሩርን ሓደ ነሓስን ብምሓዝ ካብ ኣሜሪካ ቀፂላ መበል ካልኣይ ደረጃ ሒዛ ኣላ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.