Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ቡና ሰደድ ብምግባር 526 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ቡና ሰደድ ብምግባር 526 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ካብ ዝተፈላለያ ኣፍረይቲ ቡና ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ሰብ ሙያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ዶክተር ኣዱኛ ደበላ፥ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ምትዕድዳግ ቡናን ሻሂን ኢትዮጵያ ዝነበረ ዝጥምት መብርሂ ኣብቲ መድረኽ ሂቦም።

ኣብቲ በጀት ዓመት ቡና ሰደድ ብምግባር 526 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ገሊፆም።

ክሳብ ሐዚ ዘሎ ምንቅስቓስ ዝተባባዕ ምዃኑ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.