Fana: At a Speed of Life!

ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መዓስከር ተመዛበልቲ ክልል ዓፋር ዝነበሩ ተጋሩ ናብ መረበቶም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መዓስከር ተመዛበልቲ ክልል ዓፋር ዝነበሩ ተጋሩ ናብ መረበቶም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ።

ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ቀዳማይ ዙር ምምላስ ተመዛበልቲ፥ ኣብ መዓስከር ተመዛበልቲ ሰመራ፣ ሎጊያን ዱብቲን ዝነበሩ  738 ተጋሩ ናብ መረበቶም ተመሊሶም።

ብተወሳኺ ካብ ዞባ ክልተ ኪልበቲ ረሱ፣ ባራሕሌ፣ ኮነባን ዳሎልን  ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ናይ ምምላስ ስራሕ ብትኹረት ይስራሕ ከምዘሎ ካብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.