Fana: At a Speed of Life!

ውድድር ሱፐር ሊግ ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ፓትሪስ ሞትሴፔ ምስ ፊፋ መዘነኦም ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ብምዃን ውድድር ሱፐር ሊግ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሮም።

እቲ ውድድር ዕላዊ ኣብ ዝኾነሉ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ታንዛኒያ ቃሲም ማጃሊዋ ተረኺቦም፡፡

ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተውፃእፅኣ 24 ጋንታታት ዘሳትፍ እቲ ውድድር÷ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ወርሒ ነሓሰ 2023 ከምዝጅምር ተገሊፁ።

ተዓዋቲት ጋንታ ሱፐር ሊግ÷ 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሽልማት ከምዝብርከተላ ካብ ካፍ ዝረኸብናዮ ሐበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.