Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ትካላት ፍትሒ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ትካላት ፍትሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፣ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፍትሕ ባይ ቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ሓለፍቲ ቢሮ ፍትሒ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ተሳቲፎም።

ንኣርባዕተ ተኸታተልቲ ዙራት ዝተኻየዱ ሓበራዊ መድረኻት ትካላት ፍትሒ ግልጋሎት ፍትሒ ተበፃሒ ኣብ ምግባር ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ንኽምዕብል ከምዘኽአለ ተሓቢሩ።

ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንክልተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ኣብ ዝካየድ 5ይ መድረኽ ትካላት ፍትሒ ድማ ብዙሓት ጉዳያት ከምዝለዓሉሉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ተግባራት ትራንስፎርሜሽን ዘፈር ፍትሒ 2016 ዓ.ም፣ ሃገራዊን ክልላትን ዘጠቓለለ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ቀሪቡ ዘተ ከምዝግበረሉ እውን ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.