Fana: At a Speed of Life!

ለበዳ ኮቪድ ንምቁፅፃር ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ዓውዲ ሚዲያ ዓብዪ ተጋድሎ ገይሩ ኢዩ-ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣  26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ኮቪድ ንምቁፅፃር ኣብ ዝተገበረ ፃዕሪ ዓውዲ ሚዲያ ዓብዪ ተጋድሎ ገይሩ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ።

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ እቶም ሚዲያታት ነቲ ቫይረስ ንምክልኻል ዝሕግዙ መረዳእታታት ብምሃብን ናይ ተግባር ስራሕ ብምስራሕን መጠን ጉድኣት ምቕናስ ተኻኢሉ ኢዩ ኢለን።

ነዚ ንምዕዋት ርብርብ ንዝገበሩ ኣካላት ምምስጋነን ናይ ደቡብ ሬዲዮን ቴሌቪዥንን ትካል ዘጊቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.