Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ።

ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ምግባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ሓፈሻዊ ስራሕቲ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ መንግስቲን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምቹኡነት ኢንቨስትመንትን በዝምልከት ነቶም ሰባ ሃፍቲ መብርሂ ከምዝተውሃቦም ካብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ምስ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ብዛዕባ ስራሕቲ ምልመላ ኢንቨስትመንትን ቀፃሊ ኣንፈታት ጠመተ ዘተ ተገይሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.