Fana: At a Speed of Life!

ሓበሬታታት ግብርና ዲጂታላይዝ ምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ግብርና ኢትዮጵያ ምስ ግሪን ኣግሮ ሶሎሽንስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ብምዃን ሓበሬታታት ግብርና ዲጂታላይዝ ምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኸቲሞም።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዮት ማንደፍሮ ንጉሴ(ዶ/ር)ን ዋና ኣካያዲ ስራሕ ግሪን ኣግሮ ሶሎሽንስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ኣብረሃም እንድሪያስን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

ሓበሬታታት ግብርና ብዘበናዊ መገዲ ምስናድ፣ ምትሕልላፍን ንሓረስቶት ተበፃሒ ምግባርን ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ስምምዕነት ንሰለስተ ዓመታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ንኡሽተይ መሬት ሕርሻ ንዘለዎም ሓረስቶት ኣገልግሎት ንምሃብ ዘኽእል ከምዝኾነ እውን ምሕባሩ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.