Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ  ዩኒቨርሲቲ ሃረማያይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሓዊሱ ኣባላት ሴኔት እቲ ዩንቨርስቲ፣ መምህራን፣ ተምሃሮን ኣመራርሓን ተረኺቦም።

ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ዓውዲ ግብርና ፀገም ዝፈትሑ ውፅኢታት ምርምር ብምብርካት ንዓመታት ከምዝፀንሐ ገሊፆም።

እቲ ዩንቨርስቲ ኣብዚ ሐዚ እዋን ካብ ወፃኢ ዝመፅኡ ዝተፈላለዩ ፅዕንቶታት ንምፅዋር ዘኽእል ምርምር ትፅቢት ከምዝግበር ሓቢሮም።

ብኣዲሱ ሙሉነህን ተሾመ ሃይሉን

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.