Fana: At a Speed of Life!

መበል 15 ሲምፖዚየም ባህሊ፣ ታሪኽን ቋንቋን ስልጤ ኣብ ከተማ ወራቤ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)መበል 15 ሲምፖዚየም ባህሊ፣ ታሪኽን ቋንቋን ስልጤ ኣብ ከተማ ወራቤ ይካየድ ኣሎ።

ካብቲ ሲምፖዚየም ብተወሳኺ ሕቶ መንነት ዝተመለሰሉ መበል 21 ዓመት እናተኸበረ ይርከብ፡፡

እቲ ሲምፖዚየም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ወይዘሮ ፋጤ ሰርሞሎን ካልኦት ላዕለዎት ሰብ መዚ ክልልን ዞባን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ።

ሎሚ ዘበን ባህሊን መንነትን ህዝቢ ስለጤ ዝተረጋገፀሉ መበል 21 ዓመት እናተኸበረ እንትኸውን፥ እቲ በዓል እንትኽበር ንመበል 15 ግዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.