Fana: At a Speed of Life!

መበል 15 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 15 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ወይዘሮ ሎሚ በዶ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም፡፡

መበል 15 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት “ማዕርነትን ህብረ ብሄራዊነትን ንሓበራዊ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቓል ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡

ብተመሳሳሊ ዜና በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረ ሰባት ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዘተ እናተኸበረ ይርከብ።

እቲ በዓል ምኽንት ብምግባር፥ ዘይሕገ-መንግስታዊ ምንቅስቓስ ደው ክብል ምግባርን ልኡኽቶ ምኽባር ሕጊን ንህብረ- ብሄራዊ ሓድነት ዘለዎ ረብሓ ብዝብል መሪሕ ቓል ኣብ ከተማ ባህርዳር ዘተ እናተገበረ ይርከብ፡፡

በውይይቱ የመከላከያ፣ የአማራ ልዩ ሀይልና የሚሊሻ አባላት፣ የክልሉ ከፍተኛ አመራሮች እና ሌሎች ጥሪ የተደረገላቸው አካላት ተገኝተዋል

ኣብቲ ዘተ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን እቲ ክልል፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራን ካልኦት ዕድመ ዝተገበረሎም ኣካላትን ተረኺቦም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.