Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ይኽበር ኣሎ።

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ 1963 ምጥያሹ ይዝከር።

ኣብቲ እዋን ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ነፃ ዝወፅኣ 32 ሃገራት ኣፍሪካ “ውድብ ሓድነት ኣፍሪካ” ብዝብል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምጥያሸን ይፍለጥ።

መበል 60 ዓመት መዓልቲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካን ይኽበር ኣሎ።

ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር ስነስርዓት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳፋኪ ማሃማትን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ኣዛሊ ኣሱማኒን መልእኽቶም ከመሓላልፉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.