Fana: At a Speed of Life!

መድረኽ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልላት ኣምሓራን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣብ ከተማ ኢንጅባራ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልላት ኣምሓራን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ዞባታ መተከልን ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊን ኣብ ከተማ ኢንጅባራ ይሳለጥ ኣሎ።

“ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንዘላቒ ሰላም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ፋንቱ ተስፋዬ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኣማረ ሰጤን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣለምነሽ ይባስን ተረኺቦም፡፡

ኣብቲ መድረኽ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፥ ኣዘዝቲ ትካላት ፖሊስ ፌዴራል፣ ፍሉይ ሓይሊን ዝተፈላለዩ ኣካላት ፀፅታን ከምኡ እውን ሓልፍቲ ስራሕ መንግስቲ እናተሳተፉ ከምዝኾኑ ኣሚኮ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.