Fana: At a Speed of Life!

ሱፐር ሰንዴይ ማንቹሪያን ደርቢ ኣብ ኦልድትራፎርድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ማንቹሪያን ደርቢ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡

ምሽት ሰዓት 12፡30 ኣብ ዝግበር ፀወታ÷ ማንቼስተር ሲቲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ቶተንሃም ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምፅባብ ናብ ሜዳ እንትትኣቱ፤ ማንቼስተር ዩናትድ ብኣንፃሩ ናይ ደርቢ ክብራ ንምሕላውን ካብ ዘለዋ ቅልውላው ነጥቢ ንምውፃእን ናብ ሜዳ ክትኣቱ ኢያ፡፡

ብወገን ማንቼስተር ዩናይትድ አሮን ዋን ቢሳካ ካብ ጉድኣት መልሲ ከምዝስለፍ ዝተገለፀ እንትኸውን÷ ካስሜሮ ናይ ምስላፍ ዕድሉ ኣጠራጣሪ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ብወገን ማንቼስተር ሲቲ ድማ ኬቨን ዲቡረይን ብጉድኣት ማኑኤል ኣካንጂ ብቕፅዓት ዘይስለፉ ኢዮም፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.