Fana: At a Speed of Life!

ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ኣየርን ቴክኒሻናትን ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ አየር ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ኣየርን ቴክኒሻናትን የመርቕ ኣሎ።

ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ፥ ሓይሊ ኣየር ኣብ ዘሰናድኦ ስነ-ስርዓት ሽልማትን ምልባስ መዓርግን ተረኺቦም።

ብይስማው ኣደራው

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.