Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኻይዱ።
ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ፥ ብማርሽ ቡድን፣ ብዘመድን ኣዝማዶም መሳርሕቶምን ተዓጂቡ ኢዩ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት በፂሑ።
ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ድማ÷ መሳርሕቲ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራል ክልላትን ምፍናው ገይሮምሎም።
ካብዚ ብምቕፃል ብድሌትን ሕቶን ወለዶም ስነ ስርዓት ቀብርም መሰረት ኣብ ዝተወለዱሉ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዞን መሃል ሜዳ ከምዝፍፀም ተገሊፁ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.