Fana: At a Speed of Life!

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ትውልዲ ቦተኦምዞባ  ሰሜን ሸዋ ከተማ መሃል ሜዳ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ስድራ፣ ዘመድ ኣዝማድ፣ መሳርሕቲ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም፡፡

ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ÷ ስድራ፣ ዘመድ ኣዝማድ፣ መሳርሕቲ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ ንጉሆ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ምፍናው ተገይሩሎም ኢዩ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube      

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.