Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሙሁራን ዩኒቨርሲቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ግደ ሙሁራን ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶምጨምስ ሙሁራን ዩኒቨርሲቲ ተዛቲዮም።
ቅድሚ ሕዚ “ግደ ሙሁራን ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲ ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ብዙሓት መድረኽ ዘታት ምግባሮም ይዝከር።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሙሁራን ዩኒቨርሲቲ፤ “ግደ ሙሁራን ኣብ ምዕባለ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተዛተዩ ከምዝኾኑ ግዜኢ ፀብፂቡ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቅድሚ ሕዚ ኣብ ዝገበሩዎም መድረኻት ዘተ÷ ሙሁራን ኣብ ህንፀት ሃገር ዝህልዎም ግደ ንምፅዋት ድሌት ከምዘለዎም ምርደኦም ገሊፆም ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.