Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ክልልላት ኣምሓራን በቤኒንሻንጉልን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ርእሰምምሕዳራት ክልልላት ኣምሓራን በቤኒንሻንጉልን ከምዝተዛተዩ ኣፍሊጦም።

ኣብቲ ዝገበሩ ዎ ዘተ ድማ ምስ ኣካላት ፀፅታ እተን ክልላት ብምዃን ኣብ ዞባ መተከል ዝተፈጠሩ ጎንፂታት ኣመልኪቶም ምዝታዮም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝበሉዎ፥ ዘለዉ ፀገማት ብምፍታሽ ዘላቒ ሰላም እቲ ኸባቢ ንምሕላው ዘኽእሉ ቀፀልቲ ኣንፈታት ተቐሚጦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.