Fana: At a Speed of Life!

በዓል ፊቼ ጫምባላላ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ

አዲስ አበባ ፣ ሚያዝያ 21 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ በዓል ፊቼ ጨምባላላ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይ ኣለማየሁ ጢሞቴዎስ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ልዑል ህዝቢ ዝተረኸበሉ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ በዓል ጨምባላላ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ተዛሪቦም።

እቲ በዓል ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ፀፅታን መላእ ህዝቢ እቲ ክልልን ምስጋና ኣቕሪቦም።

በዓል ጨምበላላ ንዝቕፀሉ 15 መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ክኽበር ኢዩ ተባሂሉ።

ብብርሃኑ በጋሻው

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.