Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ስንቄ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ልዕሊ 11 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ስንቄ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን 11 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ደገፍ ገይሩ።
እቲ ደገፍ ምግቢ ተንከፍን ንእንስሳት ዝኸውን ምግቢን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ንዞባ ቦረና፣ ምብራቕ ባሌ፣ ምብራቕ ሀረርጌ፣ ምብራቕ ጉጂን ምብራቕ ሸዋን ዝከፋፈል ከምዝኾነ ካብቲ ባንኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.