Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣፅዲቑ።

እቲ ባይቶ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 6ይ ዓመት መበል 16 ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ምስ መንግስታት ፈረንሳይን ጣሊያንን ዝተገበሩ ስምምዓት ምክልኻል ኣመልኪቱ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ተዛቲዩ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ።

ሚኒስትር ዲኤታ ምክልኻል ኣይተ ጌታቸው ሃይለማርያምን ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ወይዘሮ ብርቱካን ኣያኖን ብዛዕባ እቶም ስምምዓት ዘለዎም ረብሓ ዝምልከት ምብርሂ ሂቦም።

ካብዚ ብተወሳኺእቲ ፓርላማ ዋና ኦዲት ፌዴራል ዘቕረቦ ፀብፃብ ርክብ ሒሳብ ኦዲት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ዝተፈላለያ ትካላት እናድመፀ ከምዝኾነ ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.