Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ ኣካቢ ቦርድ መረፃ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ኣብ ዘካይዶ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 9ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሽመታት መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ።

እቲ ባይቶ ኣብ 9ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣቐዲሙ ቃል ጉባኤ 8ይ ስሩዕ ኣኼባ ብምፅዳቕ ኣኼባ እቲ ዕለት ከምዝጅምር ተገሊፁ።

ኣብቲ ዕለት ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሽመታት መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.