Fana: At a Speed of Life!

ብብርኪ ሃገር 20 ነጥቢ 7 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ ክሕተሙ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ሃገር ዝተፈጠረ ሕፅረት ንምቕራፍ 20 ነጥቢ 7 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ ንምሕታም ትእዛዝ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ እቲ ስራሕቲ ሕትመት ክሳብ ሐዚ ዝደንጎየ ምስ ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝተተሓሓዘ ኢዩ ኢሎም።

ክሳብ ሐዚ 10 ሚሊየንን 640 ሺሕን ናብ ኢትዮጵያ ብምእታው ምውዝዑ ኣረዲኦም።

ብኣሸብር ካሳሁን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.