Fana: At a Speed of Life!

ብዳባት ቆሪፁ ኣትዩ ዝነበረ ዕጡቕ ህወሓት ተወቒዑ ይምለስ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወረዳ ዳባት ቆሪፁ ኣትዩ ዝነበረ ዕጡቕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተወቒዑ እናተመለሰ ከምዝኾነ ዋና ኣመሓዳሪ እታ ወረዳ ኣይተ ሰውነት ውባለም ገሊፆም።

ራብዓይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ውግእ እቲ ጉጅለ እናተደምሰሰ ከምዝኾነ እቶም ኣመሓዳሪ ኣብሪሆም።

ኣብቲ ወረዳ ብኣጅሬ ጃኖራ ቆሪፁ ዝኣተወ ሓይሊ፥ ብሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ፣ ፋኖን ማሕበረሰብን ከምዝተወቕዐ ኣብሪሆም።

ብውቅን ከባቢ ቆሪፁ ንምውፃእ እንትፍትን እናተወቕዐ ከምዝኾነ እውን ገሊፆም።

ተስፋ ዝቖረፀ እቲ ሓይሊ ነበርቲ ንምርባሽ ይትኩስ ኣሎ ዝበሉ እቶም ኣመሓዳሪ፥ ሕብረተሰብ ተረጋጊኡ ስሩዕ ስርሑ ንኽርሕን ከባቢኡ ብንቕሓት ክሕሉን ፀዊዖም።

ብሰላም ኣስመላሽ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.