Fana: At a Speed of Life!

ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝግበር ፀወታ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 23 ዕድመ ውድድር ሴካፋ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝግበር ፀወታ ተጀሚሩ።

እቲ ፀወታ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

እቲ ስታዲየም ብናይ ክልቲአን ሃገራት ሰንደቕ ዓላማ ማዕሪጉ ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.