Fana: At a Speed of Life!

ንመበል 36 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 42 ጉባኤ ኣፈፀምቲ እቲ ሕብረትን ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

እቲ ኘጉባኤ ካብ 15 ክሳብ 19 ለካቲት 2023  ዓ.ም.ፈ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ።

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ቱሪዝምን 30 ትካላትን ብኣባልነት ዝሓዘ ብሄራዊ ኮሚቴ እቲ ምድላውን ተወከልቲ ሆቴላትን እቲ ምድላው ብዝምልከት ዘተ ኣካይዶም።

ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ ካብ 14 ለካቲት ጀሚሮም ኣጋይሽ ከምዝኣትዉ ተዛሪበን።

ነዛ ሃገር እወንታዊ ፅባቐ ብዝምጥን መገዲ ኣጋይሽ ንምቕባል ፍሉይን ልዑልን ምድላው ከምዝተገበረ ገሊፀን።

ብኣዲሱ ሙሉነህ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.