Fana: At a Speed of Life!

ንኮቪድ 19 ዝግበር ጥንቃቐ ምዝንጋዕ ኣተሓሳሲቡኒ-ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣  5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኮቪድ 19 ዝግበር ጥንቃቐ ምዝንጋዕ ከምዘተሓሳሰቦ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ምስ ፋና ብሮድካስቲነግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ መዝንጋዕን ሸለልተኝነትን ህሕረተሰብ የተሓሳስብ ኢዩ ኢሎም።

መንግስቲ ዜጋታት ንክጥንቀቑ ንምግባር ዝተፈላለዩ ምንቅስቓሳት እናገበረ እኳ እንተኾነ ማሕበረሰብ ይዘናጋዕ ከምዘሎ ገሊፆም።

ኣብ ኢትዮጵያ ምልባዕ እቲ ቫይረስ ቅድመ ሐዚ ካብ ዝነበሮ ሐዚ ቁፅሩ ከመዝወሰኸ ዝገለፁ እቶም ሚኒስትር ዴኤታ፥ ክፍሊታት ፅኑዕ ዝሓመሙ ይጨናነቕ ኣሎ ኢሎም።

ስለዝኾነ ኣብ ቀፃሊ ኩሎም ሰብ ሞያ ጥዕና ትኹረት ንክገብሩ ዝተፈላለዩ ምድላዋት ንገብር ኣለና ኢሎም።

ብሃይለየሱስ መኮንን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.