Fana: At a Speed of Life!

አምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጌዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር መምርሒ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጌዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ድማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ማለት እውን ድሕሪ ጎንጺ ብዛዕባ ዝግበር መሊስካ ህንፀትን ኮቪድ-19 ዝተተሓሓዙ ጉዳያት ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ክልቲኦም ወገናት እተን ሃገራት ኣብ ቀፃሊ ክሰርሑሎም ዝኽእሉ ዘፈር ምትሕብባራት ሓሳብ ከምዝተለዋወጡ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.