Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያን መናእሰይ ኣብ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል መናእሰይ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሩሲያ ከተማ ሶቺ እናተኻየደ ኣብ ዝከብ ዓለም ለኸ ፌስቲቫል መናእሰይ ኢትዮጵያውያን ይሳተፉ ኣለዉ ይርከቡ።

ኣብቲ ፌስቲቫል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 20 ሺሕ መናእሰይ እናተሳተፉ ይርከቡ።

ኣብቲ ፌስቲቫል ኢትዮጵያውያን መናእሰይ እናተሳተፉ እንትኾኑ÷ እቲ መድረኽ መናእሰይ ሃገሮም ንኸፋልጡን ሕድሕዳዊ ልምዲን ተሞክሮኦምን ክለዋወጡ ናይ ባዕሉ ሓገዝ ከምዝገብር ምግላፁ ሓበሬታ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን የመላኽት፡፡

ጎድና ጎድኒ እቲ ፌስቲቫል ምርኢታት ባህሊ፣ ስፖርት፣ ሙዚቃ፣ ፋሽንን ዲዛይንን እናተኻየዱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

እዚ ድማ ስነ ስርዓት ቡን ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካልኦት ክብሪታትን ንካሊእ ዓለም ንምፍላጥ እቲ ፌስቲቫል ረብሑኡ ዕዙዝ ከምዝኾነ ተኣሚኑሉ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.