Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ኩለ መዳይ ድሕንነት ቁፅፅር ኦዲት ዓለም ለኸ ሽልማትን ኣፍልጦን ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ኩለ መዳይ ድሕንነት ቁፅፅር ኦዲት ዓለም ለኸ ሽልማትን ኣፍልጦን ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ረኺባ።

ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 41 ጉባኤ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ኢዩ እቲ ሽልማት ተረኪባ።

እቲ ሽልማት ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ደንጌ ቦሩ ካብ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ካውንስል ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ሳልቫቶሬ ስኪያቺታኖ ተረኪበን።

ኢትዮጵያ ካብ መንጎ እተን ኣባል ሃገራት ኣብቲ ፕሮግራም ንዘመዝገበቶ ውፅኢት ከምዝኾነ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.